ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ሃገራዊ ዜና

“ሓደ ሰብ ክሳብ ንተርፍ እውን ክንዝክሮም ኢና” – ዮሱፍ ቡሊሲ

  ዮሱፍ ቡሊሲ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ‘ኢደይ ኢድካ ኢልና ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ንዝርከቡ ስድራቤት ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን...

ሓሙሽተ ፖሎቲካውያ ውድባት ናይ ሓባር ንጥፈታት ኣበጊሰን።

ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚረን ኣብ ብዙሕ ኣኼባታትን ምርድዳእን ክገብራ ዝጸንሓ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከባ ሓሙሽተ ውድባት ኤርትራ ፡ ብ ዕለት 17 መስከረም 2020፥ ኣብ...

ብሽም ዳዊት ኢሳቕ ዝጽዋዕ ቤትንባብ ተኸፊቱ።

ኣብ ሽወደን ብዕቤታ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ኣብ እትስራዕ ከተማ ማልመ ፡ ብስም እቲ ንኣስታት 19 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት...

ኣብ ሃገረ በልጂም ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ተወጢኑ ኣሎ።

ኣብ ሃገረ በልጂም ዝነብሩ ኤርትራዊያን ተቃለስቲ ንፍትሒ፡ ንሓሙስ 3 መስከረም ኣብ ቅድሚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣውሮጳ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ ምዃኖም ተፈሊጡ። ብመሰረት...

ሓይልታት ሂወት ኣድሕን ሊብያ፣ 22 ሬሳታት ከምዝረኸቡ ተገሊጹ።

ማሕበር ቀይሕ ወርሒ ሊብያ ብ ስምበት 23 ንሓሰ ኣብ ጥቓ ከተማ ዝዋራ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ናይ'ታ ሃገር ሬሳታት 22 ስደተኛታት ከም ዝረኸበ ተገሊጹ። ...

Popular

Subscribe