ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ዙር ኣድርያቲኮ ኣንበሳ ዓቀብ ኮይኑ

ንሓሙሽተ ዙራት ክሰላሰል ዝጸንሐ ዙር ኣድርያቲኮ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመሉ፡ ብድምር ግዜ ናትናኤል ተስፋጽዮን ን ፍሊፖ ዛና ብምስዓብ ካልኣይ ደረጃ ክሕዝ ከሎ፡ ብድምር ነጥቢ ኣንበሳ ዓቀብ ብሙዃን ንጠብጣብ ጻዕዳን ቀይሕን ማልያ ኣብ ዝባኑ ሰቂልዋ።

ኣብዚ ውድድር ብሉጽ ብቅዓት ዘርኣየ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ካልኣይ መድረኽ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ደሚቁ።

ክልተ ግዜ ንዙር ርዋንዳ ዝተዓወተሉ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ኣብ ጂሮዲ ኢታሊ 2022 ብሉጽ ውጽኢት ምምዝጋቡ ይፍለጥ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ