ሰኑይ, ጥቅምቲ 6, 2025

ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ውድድር ኣድርያቲካ ሎሪኮ ቀዳማይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጺፉ

ሎሚ 5 ሰነ 2022 ኣብ ዝተካየደ ካልኣይ መድረኽ ውድድር ኣድርያቲካ ሎሪካ ናትናኤል ተስፋጽዮን ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ።

እዚመድረኽ ናይ 157.8 ኪሎ ሜትር ርሕቀት ዝነበሮ ኢጣላያውን ካዛኪስታናውን ተቀዳደምቲ ካልኣይን ሳልሳይን ኮይኖም ተዓዊቶም።
ኣብዚ ካብ 3 ሰነ ጀሚሩ ኣብዝካየድ ዘሎ ውድድር፡ ሄኖክ ምሉብርሃን ገብረህይወት ኤፍሬምን ብርሃነ ገብረህይወት ውን ይሳተፉ ኣለው።

እዚ ኣብ ሃገረ ጣልያን ዝካየድ ዘሎ ውድድር ኮይኑ ንሓሙሽተ መድረኻት ክቅጽል ኢዩ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
27,700SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ