back to top
ቀዳም 22 ለካቲት, 2025

ናትናኤል ተስፋጽዮን ካልኣይ ብምውጻእ ኣደናቂ ዓወት ኣመዝጊቡ

ሎሚ ኣብ ኣብ ጣልያን ዝተኻየደ ብጂሮደልኣፐኒኖ (Girodellapennino) ኣብ ዝፍለጥ ውድድር፡ ምስ ሾመንት ተቀዳደምቲ ብምህዳም ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ኣደናቂ ዓወት ኣመዝጊቡ።

ኣብዚ 191 ዝሸፈነ ናይ 1.1 መዕቀኒ ዘለዎ ውድድር ብዙሓት ስሙያት ተጻወቲ ይሳተፉ ከምዘለዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን ድሕሪ ኣብ ጂሮዲ ኢታሊ ዘርኣዮ ሓያል ብቅዓት ጋንትኡ ኣብዚ ውድድር ክሳተፍ ሮቂሓቶ።

ብዘይካዚ ኣብዚ ውድድር ተዓዋቲ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሄኖክ ሙሉእብርሃን ይሳተፍ ምህላዉ ይፈልጥ።

Related Articles

ሳዓቡና

7,384ደገፍቲLike
912ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles