ሰኑይ, ሰነ 16, 2025

ቢንያም ግርማይ ኣብ ቱርዲ ፍራንድ ኣይክሳተፍን እዩ 

ተዓዋቲ 10 ይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ ኤርትራዊ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሓት ዝካየድ ናይ ዓለምና ዝዓበየ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቱርዲ ፍራንስ ከምዘይሳተፍ፡ ንጋዜጠኛታት ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ኣብ ዝገበሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ ሓቢሩ ክትብል ራድዮ ድምጺ ኣሜርካ ሓቢራ። 

ቢንያም ግርማይ ኣብ መግለጺኡ ጋንትኡ ኢንተርማች ዋርንት ጎበርት፡ ዋላ ኡኳ ኣብ ቱርዲ ፍራንስ ክሳተፍ ዕድመ እንተኣቅረበትሉ፡ ብሰንኪ ኣብ ቻምፕዮን ዓለም ክሳተፍ መዲብዎ ዝጸንሐን፡ ናይ ዓይኑ ኩነታትን ኣብ ቱርዲ ፍራንስ ከምዘይሳተፍ ሓቢሩ። 

ኣብ ጂሮዲ ኢታሊ ታሪኻዊ ዓወት ዝሓፈሰ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ግዜ ክብ ዝበለ ምቅባል ስነስርዓት ከምዝተገብረሉ ይፍለጥ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
23,700SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ