ሰሉስ, ሚያዝያ 29, 2025

ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ 

ፕሮፈሽናላት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ንደረጃ ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ካብ 1ይ ክሳብ 7ይ ዘሎ ደረጃ ብሒቶሞ።

ብመሰረት ዩሲኣይ ኣፍሪቃ ዘውጽኦ ተርታ ተቐዳደምቲ ኣፍሪቃ፡ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ክሕዙ ከለዉ፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ መትከል እዮብ፡ መርሃዊ ቁዱስን ዳዊት የማነን ብተኸታታሊ ካብ ራብዓይ ክሳብ ሻብዓይ ዘሎ ደረጃ  ክብሕትዎ ክኢሎም ኣለዉ። 

ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ብደረጃ ኣፍሪቃ መወዳድርቲ ተሳኢንዎም ዝርከቡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፡ ኣብ ኣህጉራውያን ጸወታታት ብሉጽ ውጽኢት የመዝግቡ ምህላዎም ይዝከር። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ታሪኽ ዝሰፈረ ዓወት ቢንያም ግርማይ፡ በሪ ንብዙሓት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ ጸወታታት ክኸውን ተስፋ ይግበር።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
23,400SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ