back to top
ሰኑይ 24 ለካቲት, 2025

ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ኤርትራ ሓድሽ ፓትርያርክ መሪጻ

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ፣ ኣቡነ ቄርሎስ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ኮይኑ ከምዝተመረጸ ሓቢሩ።

ብመሰረት እቲ ሚኒስተር፣ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ሎሚ ግንቦት 13.2021 ኣብ ኣስመራ ብዘካየደቶ ምርጫ፣ ብናይ ዝተፈላለያ ቤተ-ክርስትያናት ወከልቲ ኣቡኑ ቄርሎስ ከምዝተመረጹ ሓቢሩ።

ወሲኹ ብመሰረት ወግዕን ቅዱስ ሕግታት ሲኖዶስ እታ ቤተ-ክርስትያን እቲ ምርጫ ከምዝተኻየደን ንሰነ 13 2021 ወግዓዊ ስርዓተ ምቕባእ ከምዝካየድ ገሊጹ።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,385ደገፍቲLike
913ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles