back to top
ሰኑይ 24 ለካቲት, 2025

ቢንያም ግርማይ ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ዓወታት ይሓፍስ ኣሎ

ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ዘሎ ብቱር ዲ ቫር ኣልፐስ ዝፍለጥ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቢንያም ግርማይ ኣንበሳ ዓቀብ ብሙኻን ይመርሕ ከምዘሎ፡ ሳይክሊን ኒውስ (Cycling News) ዝተባህለ ናይ ስፖርት ማዕከን ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

ኣብዚ ኣስታት 170 ኪሎሜተር ዝሸፈነ ትማሊ ዝተኻየደ ካልኣይ መድረኽ፡ ቢንያም ኣብ ክልተ ግዜ ዝተገብረ ናይ ዓቐበት ነጥቢ፡ ቀዳማይን ካልኣይን ኮይኑ ብምእታው፡ ሽዱሽተ ነጥቢ ሓፊሱ፡ ብድምር ዓሰርተ ሽዱሽተ ነጥቢ ብምውህላል ኣምበሳ ዓቐብ ኮይኑ ዝመርሕ ዘሎ። ቢንያም ግርማይን ያቆብ ደበሳይ ምስ ጋንታ ዴልኮ (Delko) ብሙኻንዮም ኣብ ኣህጉራዊ ጸወታት ዝሳተፉ ዘለዉ።

ኣብዚ ውድድር ምስ እስራኤላዊት ጋንታ ዝጻወት ዘሎ ካናዳዊ ሚካኤል ዉድስ (Michael Woods) እዩ ክዕወተሉ ክኢሉ ዘሎ።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,385ደገፍቲLike
914ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles