ዓርቢ, ግንቦት 2, 2025

ዓዲ እንግሊዝ፡ ትሽዓተ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ኮንተይነር ተሓቢኦም ተረኺቦም

ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም፡ ትሽዓተ ኤርትራውያን ኣብ ኮንተይነር ተሓቢኦም ከምዝተረኽቡ፡ ሰብ መዚ ከተማ ቲስፖርት ኣፍሊጦም። እዞም ካብ ዚብሩገ ዝተባህለት ከተማ ቤልጁዩም ከምዝመጹ ዝተነገረሎም ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝኾነ መጉዳእቲ ከምዘይበጽሖም፡ ጋዜጣ.ዘ.ዩኬ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝለጠፎ  ዜና ኣፍሊጡ።

ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ዝበዝሕ ግዜ፡ ኣብ ውሽጢ ዓበይቲ መካይንን፡ ኮንቴነራትን፡ ብምጥቃም ናብታ ሃገር ክኣትዉ ዝፍትኑ ምዃኖም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብዙሓት ካብዞም ናብ ዓዲ እንግሊዝ ምእታው ዝፍትኑ ብሰንኪ ሕጸርት ምስትንፋስን፡ ምዝላል ካብ መካይንን ህይወቶም ከምዝስእኑ ይፍለጥ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
23,500SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ