back to top
ሰንበት 23 ለካቲት, 2025

ቢንያም ግርማይ ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣፍሪቃ 2020 ኮይኑ

ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ መስርዕ ብሉጻት ዓሰርተ ተቀዳደምቲ ብሽክለታ 2020 ኮይኑ ዝጸንሐ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ መበል ሓሙሻይ ቡሉጽ ተቀዳዳማይ ኣፍሪቃ ክኸውን በቂዑ ይርከብ። 

ቢንያም ግርማይ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ዝተገብረ ናይ ሑጹያት ሙርቋሕ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፡ ዓሰርተ ኣፍሪቃውያን ተቀዳደምቲ ነዚ ሽልማት ንምባቃዕ ከምዝተሓጽዩ ይፍለጥ። 

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኤርትራ ንቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብሒታ፡ ኣብዚ መድረኽ ሽልማት፡ ዳኒኤል ተክለሃይማኖት፡ ናትናኤል ብርሃነ፡ ተስፎም ዑቅባማርያም፡ መኽሰብ ደበሳይን ክዕወቱሉ ከለዉ፡ ንመበል ሓሙሻይ ግዜ ድማ ቢንያም ግርማይ ብሉጽ ተቀዳዳማይ 2020 ክኸውን በቂዑ።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,385ደገፍቲLike
913ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles