ሰኑይ, ሰነ 16, 2025

ቢንያም ግርማይ ድሙቕ ዓወታት ኣመዝጊቡ

ኣባል ጋንታ ኢንተርማርሸ ዝኾነ ኤርትራዊ ፕሮፈሽናል ተቀዳማምይ፡ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብቲ ብስሉስ 16 ጥሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ መድረኽ ውድድር፡ መበል 3ይ ብምውጻእ ድቡቕ ዓወት ሓፊሱ።  ኣብዚ 144 ኪሜ ንውሓት ዝነበሮ ኮይኑ፡ ብቅጽበታዊ ውድድር ናይ ዓባይ ጉጂለ ዝተዛዘመ መድረኽ ሳም ወልስፎርድ ካብ ቦራ ሃንስግሮ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ። ምስ ባሕሬን ቪክቶሪዮስ ትጠርኒፉ ዝወዳደር ፊል ባውሃውስ ድማ መበል 2ይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ኣባል ጋንታ ሊድል ትሬክ ናትናኤል ተስፋጼን፡ ኣብቲ ብዕለት 13 ጥሪ ኣብዝዝተኻየደ ውድድር ክላሲክ ናይ ጽርግያ ውድድር 3ይ ደረጃ ሒዙ ዛዚሙ ምንባሩ ይዝከር።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
23,700SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ