ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ንኣባላት ሰቲት ሜድያ ክወሃብ ዝጸንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣብ ሓፈሻዊ ስርሓት ጋዜጠኛንነትን ሓበሬታን: ኣገባብ ኣጸሓሓፋ ዜናን መልክዑን :ዓንቀጻት:ስነምግባር ዓውዲ ጋዜጣኛንነትን: ፖሎቲካዊ ቁጠባ ሜድያን ኣተኪሩ፡ ብኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ዝተወሃበ ስልጠና ምንባሩ ይፍለጥ።

ኣብርሃም ተስፋልኡል (PhD):ሄርሞን ዑቅባሚካኤል(PhD):ኣሮን ብርሃነ (prof) ከምኡውን ኣቤል መድሃኔ ነቲ ስልጠና ዝሃቡ ሞያውያን ጋዜጠኛታት ክኾኑ ከለዉ፡ ሰልጠንቲ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት፡ ብመገዲ ዙም እዮም ነዚ ስልጠና ተኸታቲሎሞ።

ሰቲት ሜድያ  ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ጀሚሩ፡ ኣብ ሓበሬታን ዜናዊ ማእከልን ኤርትራ፡ ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ናይ ሓበሬታ ማዕከን እዩ።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ