back to top
ሮቡዕ 22 ጥሪ, 2025

ንኣባላት ሰቲት ኣብ ዓውዲ ጋዜጠኝነት ዘቶኮረ ስልጠና ይዋሃብ ኣሎ።

ኣባላት ሰቲት ሜድያ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝቅጽል ሓፈሻዊ ኣብ ሞያ ጋዜጠኛንነት ዝሕግዝ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ።
እቲ ብቀዳም 19 መስከረም ዝጀመረ ስልጠና ዝሳተፉ ዘለዉ፡ ሰልጠንቲ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ኣተሓሕዛ ሞያ ጋዜጠኝነት፡ ኣብ ቃለ-መሕትት፡ ኣጸሓሕፋ ዜናን፡ ዓንቀጻትን, ስነምግባርን መረዳእታን ሞያ ጋዜጠኛንነትን ከምኡ’ውን ፖሎቲካዊ ቁጠባ ኣብ ሜድያን ዘቶኮረ ስልጠናታት ይወስዱ ኣለው።
ነዚ ስልጠና ዝህቡ ዘለዉ ኤርትራውያን ሞያውያን ጋዜጠኛናታት ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ኣሮን ብርሃነ፡ ኣቤል መድሃነ፡ ሄርሞን ዑቅባሚካኤልን ኣብ ሞያ ጋዜጠኝንነት ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን እዮም።
እዚ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና፡ ኣብ ዝሰርሕዎ ዘለዎ ናይ መዲያ ንጥፌታት ሓጋዚ ከም ዝኾነ እቶም ነዚ ስልጠና ዝወስዱ ዘለዉ ኣባላት ሰቲት ሓቢሮም።
ሰልጠንቲ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ, እስራኤልን ሰሜን ኣሜርካን ዝቅመጡ ኮይኖም ፡ ቴክኖሎጂ ዝፈጠሮ ዕድል ብምጥቃም ብመገዲ ዙም እዮም ነዚ ስልጠና ዝወስድዎ ዘለዉ።

Related Articles

3 COMMENTS

  1. ሰላም ሰቲታዊያን ዝከበርኩምን ክብራትን ልባዊ ሰላምታይ ክገልጽ ይፈቱ ኣብዝ ሜዲያ ዎብሳይት ንምስታት ሞያ ስልጠና ትምህርቲ ክሳተፍ ሓሳብ ድልየት ነይሩኒ

  2. Dear Eri, Setit Media journalists, i feel so proud to see you strive to desiminate information to the public. Your endeavor endorses the solid idea of main which says tyrants can only mute people for short period of time but at last liberty and democracy will flourish with the struggle we the media people do.
    Keep going Setit
    Keep flowing Setit
    Keep impacting Setit
    Keep……
    ናኤብ-ዘ-ገረንፊት

    [email protected]

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,374ደገፍቲLike
754ስዓብቲFollow
22,500ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles