back to top
ሮቡዕ 22 ጥሪ, 2025

ዜናታት ሰቲት

ኣብ ግዝኣት ሃዋይ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ተሸላሚ 25 ሽሕ ዶላር ኮይኑ

ሰንበት 8 ታሕሳስ  ኣብ ግዝኣት ሃዋይ ከተማ ሆኖሉሉ ኣብ ዝተኻየደ መበል 52 ውድድር ማራቶን ናይ'ታ ከተማ፡ ኤርትራዊ ኣትሌት ያማነ ሃይለስላሴ   መዛዘሚ መስመር ዝሰገረ ወዲ...

ርእይቶ

ርእሰ-ዓንቀጽ

ውርሻ ፕረዝደንት ባሻር ኣል ኣሳድ፡ ካብ ተስፋታት ለውጢ ናብ  ኲናትን ዕንወትን

ብ11 መስከረም 1965 ዓ.ም ኣብ ደማስቆስ ሶርያ ዝተወልደ ባሻር ኣል ኣሳድ፡ ንኣቡኡ ሓፊዝ ኣል ኣሳድ ተኪኡ ፕረዚደንት ሶርያ ኮይኑ፡ ኣብ 2000 ዓ.ም ስልጣን ጨቢጡ።...

ጋዜጣዊ መግለጺ

ቅዋምና ዋሕስ ሓርነትናን ናጽነትናን

ወርሒ ግንቦት፡ ክልተ ዘይነጻጸላ እምነዅርናዓት ኤርትራዊ ሃገርነትን ተስፋ ዜግነታዊ ሓርነትን ዝተበሰረላ ወርሒ ብምዃና ረዚን ጦብላሕታ እያ ትፈጥረልና፣ ናይ ምስጋናን ኣስተንትኖን ጦብላሕታ። እቲ ባዕዳዊ ህላወ...

ሳዓቡና

7,375ደገፍቲLike
754ስዓብቲFollow
22,500ተኸታተልቲSubscribe

ህቡባት ጽሑፋት

ሰብኣዊ መስለ

ሓጽር መግለጺ ብኣጋጣሚ ስነስርዓት ቀብሪ ብልቢ እነፍቕሮን እነፈትዎን ወድና ዑመር ዓብደላ

إن الله وانا اليه راجعون ብምኽንያት እቲ ብ ዕለት 20 ጥሪ 2024 ኣብ ሮሾን ጽዮን፡ እስራኣኤል፡ ኣብ ልዕሊ ደቅና ዑመር ዓብደላን ሱልጣን ሳልሕን ብዝተፈጸመ ኣስካሕካሒ...

ብሪጣንያ ስደተኛታት ናብ ሩዋንዳ ንምስጓግ ትዳሎ

እቲ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብድሆ ኣጋጥምዎ ዝጸነሐ፡ ስደተኛታት ናብ ሃገረ ሩዋንዳ ናይ ምስጓግ ውጥን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ'ታ ሃገር ሕጋዊ ኢዩ ተባሂሉ።...

ኤርትራዊ ሰምሳሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተፈሊጡ

ተመስገን ገብሩ ገብረመድሕን ዝተባህለ ወዲ 35 ዓመት ከምዝኾነ ዝንገረሉ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኣውስትራሊያ ንምኻድ ኣብዝፈተነሉ ዝነበረ እዋን፡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ሮይቶርስ...

ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ሰብ ከይኮኑ ይስጋእ

ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዑጡቓት ክልል...

ብዝሒ ኤርትራውያን ሰደታኛታት ኣብ ሱዳን ካልኣይ ደረጃ ክምዝሓዘ ጸብጻባት ይሕብር

ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ። መብዛሕትኦም...

ስነ-ጥበብ

ሃይለ ቢዘን “ኮይነ ኣለኹ ንበል” ብዝብል ግጥሚ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዓዲሉ።

ነቲ ብሉጽ ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓቱ ኣፍልጦ ንምሃብ፡ ሃይለ ቢዘን "ኮይነ ኣለኹ ንበል" ብዝብል እኩብ ግጥሚ ናይዚ ዓመት ብሉጽ - ናይ ጽሑፍ  ተሸላሚ ኮይኑ። እዚ ብማሕበር...