Monday, June 30, 2025

REGIONAL NEWS

ፕረዚደንት ሶማል ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣደስኪሉ

ፕረዚደንት ሶማል ዓብዱላሂ ፋርማጆ ንስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ናይ’ታ ሃገር ከምዘደስከሎ ክፍለጥ ከሎ፡ በዚ ኣብ ሞንጎ ‘ዞም ክልተ ብዝካየድ ዘሎ ናይ ስልጣን ቅሩቑስ ፖለቲካዊ ናዕቢ...

ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ጽኑዕ ሓደጋ ወራር ኣንበጣ ከምዘሎ ተሓቢሩ 

ብመሰረት ካብ ዓለማዊ ውድብ ሕርሻ( FAO) ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ኤርትራ ትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓደጋ ወራር ኣንበጣ ከምዘለዋ ተፈሊጡ። ኣብዘን ዝሓለፋ ሒደት...

ሱዳን፡ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ሓድሽ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኮኒና

ምኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሱዳን፡ ሎሚ ሰንበት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓድሽ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሕጋዊ ግዝኣታዊ መሬተይ፡ ቀጥታዊ ጥሕሰት ልእላውነታ'ውን መሬታ'ውን...

Popular

Subscribe