Watch LaterAdded 06:23 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ሓተታ | Editorial| ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ቆላሕታ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሕት ይግባእ SETITFebruary 9, 2022 October 28, 2025 ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዝዩ ዘሻቅል ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ መዓልታዊ ንከታተሎ ዘለና እዩ። ኣብ ክልል ዓፋር ብሓይልታት ትግራይ ወተሃደራዊ ስርሒት ኣብ ዘካይድሉ ዘሎ እዋን፡ ኣሻሓት ኤር... 0837620
Watch LaterAdded 13:51 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ SETITFebruary 8, 2022 October 28, 2025 ኩነታት ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዘሎ፡ ካብቲ መዓስከራት ሃዲሞም ናብ ሓዲሽ መዓስከር ዝኣተዉ ስደተኛታት ይገልጹ። ኣብ ደገ ዘለው ኤርትራውያን... 01.1K700
Watch LaterAdded 01:08:31 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:-ባሕሪ ዶ ባህሪ? Habit or The Sea? #Eritrea #Ethiopia #Setit#Dedebitmedia#ፈንቅል SETITFebruary 6, 2022 October 28, 2025 ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት ሰቲት፡ ኣብ ናይ ቀዳማይ ሰሙን ወርሒ ለካቲት ዳህሳሱ፡ ዝርግሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኤርትራ፡ ዞባውን ኣህጉራውን ተርእዮታት ብምድህሳስ፡ ብዛዕባ ኣብ #DedebitMedia ዝተባህለ ናይ ብሕ... 05K1850
Watch LaterAdded 30:41 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- 3ይ ማዕበል፡ ክውን መርሓ ጎደና | ቃለ-መሕተት ምስ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ #Eritrea#Yiakl#Setit#Ethiopia#EritreanNews SETITFebruary 2, 2022 October 28, 2025 ግሎባል ይኣክል ሓዲግ ኢዩ፡ ይቢል ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ። ቀጺሉ ኣቶ ኪዳነ፡ ግሎባል ንህዝባዊ ማዕበል ወሪሩ፡ ብላዕሊ ንዓና ክእዝዘና ኢዩ ዝደሊ ይቢል። ብካልእ ወገን ድማ ብዛዕባ ሳልሳይ ማዕበልን እቲ ክውን መርሓ... 0812330
Watch LaterAdded 01:03:08 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:-ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነድሕን።#EritreanRefugees,#FilippoGrandi,#UNCHR,#AbiyAhmedAli SETITJanuary 30, 2022 October 28, 2025 Setit is a non-aligned non-profit media organization founded by a group of concerned Eritreans. Informing the community, upholding c... 01.2K670
Watch LaterAdded 16:18 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ|#UNHCR#FilippoGrandi#EritreanRefugess#Eritrea#SecBlinken#POTUS SETITJanuary 29, 2022 October 28, 2025 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን ዝርከቡ ኤርትራውያን ኩነታቶም ናብ ዝኸፈአ ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ ይንገር። እቶም ስደተኛታት ማሕበረ-ሰብ ዓለም ረሲዑና ኢሎም ይመኣሪሩ። ነዞም ስደተኛታት ማሕበ... 01.5K940
Watch LaterAdded 25:35 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኤርትራውያን ማሕበረ-ሰብ ዓለም ረሲዑና ይብሉ| #EritreanRefugees #TigrayWar,#FilippoGrandi SETITJanuary 28, 2022 October 28, 2025 ኣቃልቦ ማሕበረስብ ዝሳኣነ ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተናታት ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ዝድህስስ ፍሉይ መደብ ኣዳሊና ኣለና። ከምቲ ኣብዚ ሓለፈ ሰሉስ 25 ጥሪ 2022 ኣብ setit.org ዘሰፈርናዮ ዜናዊ መሰና... 04K980
Watch LaterAdded 01:07:19 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ሰሙናዊ ፍጻሜታት ሰቲት፡ ERISAT እንታይ ኣጋጠመ? ጉዳይ ዮናስ ከ?#AANMEDIANETWORK,#ERITREANNEWS,#ETHIOPIA#ERITREA SETITJanuary 23, 2022 October 28, 2025 ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት ኣብ ሰቲት፡ ከይዲ ምዕባለ ኮሮና ኣብ ኤርትራን፡ ብዝሒ መልከፍትን ካልኦት ፍጻሜታትን። ኣብ ኤሪ-ሳት ዘጋጠመ ኲነታት እብታይ እዩን፡ ሓፈሻዊ ምዕባለታትን፡፡ ኣተኩሮኣዊ ዛዕባ፡ ጉዳይ ና... 06K1460
Watch LaterAdded 47:32 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ፖለቲካውን ሃገራውን ውሳኔ ኣብ ኢድና ድዩ ኣብ ኢድ ካልኦት ኢዩ ‘ቲ ወሳኒ ሕቶ። | ኣቶ ነጋሽ ዑስማን | #Eritreannews#Setit SETITJanuary 20, 2022 October 28, 2025 ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ዝርከቡ ሃገራውን ናይ ምዝሪራብ መደብና፡ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ፡ ን ኣቦ ወንበር ፈጻሚት ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን ኣዘራሪብና... 01.9K1000
Watch LaterAdded 01:07:49 Eri-voxHOMEWeekly SETIT:- ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት፡ ጽልዋ ቻይና ኣብ ኤርትራ ብመንጽር ተሞክሮ ካልኦት ሃገራት #Eritrea,#EritreandChina,#aanmedia SETITJanuary 16, 2022 October 28, 2025 ሰሙናዊ መደብ ሰቲት፡ ሃገራዉ ጉዳያትን ኣህጉራዊ ፍጻሜታትን ብምድህሳስ፡ ኣብ ጉዳይ ጽልዋ ቻይና ኣብ ኤርትራ ብመንጽር ተምክሮ ካልኦት ሃገራት ማእክለት ኣቶኩሮኡ ገይሩ ተሰናድኡ ኣሎ። #isayasafeworki... 04.1K1440