ናይ ሎሚ ቀዳም 19 የካቲት መደብ ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት፡ ርኡያት ዝኾኑ ዛዕባታት ብምድህሳስ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን፡ ማዕከን ብስም ፍሉጣት ሰባት ዝትከሉ ትካላትን ኣድሂቡ ኣሎ ፡ ሰናይ ምክቲታል።
For More Videos Please SUBSCRIBE Here:
https://www.youtube.com/c/SETITMEDIA
Connect with Us.
website: https://setit.org/
Email: [email protected]
Facebook Page: https://www.facebook.com/SetitMedia/
Twitter: https://twitter.com/SetitMedia
Instagram: https://www.instagram.com/setitmedia/
No reproduction and transmission of all and part of Setit media products in all forms without written permission of Setit Media, copyright holder.
ሰቲት ሚድያ ብግዱሳት ኤርትራዊያን ዝተመስረተት ናጻ ዘይመኽሰባዊት ትካል መራኸቢ ብዙሓን’ዩ። ሰቲት ካብ ማሃሪ ሓበሬታ ምስናቕ፡ ክብርታትን ባህላታትን ምዕቃብን፡ ብዙሕነት ናይ ኣተሓሳስባን ምጽውዋርን ንምዕባይ ኣብ ዝብል መትከላት ዝተመስረተት ናይ ሚድያ ትካል ኢያ። ሰቲት ብተፍርዮም ትሕዝቶ ሚድያ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ፡ ናጽነት፡ መሰል ዜጋን ዲሞክራስን ክረጋገጽ ትጉስጉስ። ቐንዲ ዕላማን ዕማምን ሰቲት ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ፡ ኣብ ውሽጢ ንዘሎ ድማ ብፍላይ፥ እዋናዊ፥ ኣብ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ባህላዊን ዘተኮረ ሃገራውን ዞባውን ምዕባሌታት ምድህሳስን፡ ታሪኽ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ምንጽብራቅን ኢዩ። ብመንጽር ‘ዚ ናይ ስራሕ ዕላማን ተበግሶን፡ ሰቲት መራኽቢ ብዙሓን ኣብ ሕብረተሰብናን ሃገርናን ኤርትራ፡ ርትዓዊን እወታውን ማሕበረ-ፖለቲካዊ ሎውጢ ክጎናጸፍ ትቓለስ።
©2022 Setit Media – All Rights Reserved