ኢትዮጵያዊ ፖለቲከኛ ኣቶ ሊደቱ ኣያለው ምስ #ERISAT ኣብዝገበሮ ቃለ መሕተት ፡ ዘልዓሎም ብዙሓት ጉዳይ ኣለው። ቃለ መሕተቱ ሕውስዋስ ምኽሪን ውልቃዊ ርእይቶን ዝበዝሖ ኮይኑ፡ ሕልሚ ሃጸያዊት ኢትዮጵያ ብርቀቱን ፖለቲካዊ ብስለቱን ካብ ምንጽብራቕ ውን ዘይቦኾረሉ ኢዩ ነይሩ። ሰቲት ኣብዚ ቃለ መሕተትን ዙርያኡን ዘለዋ ሕቶን ርእይቶን ድማ ኣብዚ መደብ ይንጸባረቕ። #SETIT, #lidetuAyalew,#EritreanNews,#Ethiopia,#AbiAhmed,#IsayasAfwerki