ኣብ ህልው ኩነታት ዝቶኮረ ዝርርብ ምስ ኣቦ ወንበር ምንቅስቓስ ሓንቲ ሃገር ኣቶ ዳንኤል ተኽላይ፡ ብርኪት ዝበሉ ዕቱባት ሕቶታት ዳህሲሱ ኣሎ። ክብርታቱ ሓልዩ መጽኢኡ ዘውሓሰ ኤርትራዊ ሃገራውነት ምዕቃብ ዶ? ከምቲ ኢሊት ትግራይ ዝዛረብዎ ድሕሩ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ንኤርትራ እንድሕሪ ወሪሮም፡ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ስርዓት ህግደፍ ዘለዎ ፍልልይ ድሕሪ ምውሓስ ልኡላውነት ሃገር ንተሓሳሰብ እሉ፡ ክሉ ንስለ ድሕነት ልኡላውነት ኤርትራ ክስለፍ ይኽእል ዶ ወዘተ ዝብሉ ሕቶታት ገለ ካብቲ ዝተላዕለ ዛዕባታት እዩ።
For More Videos Please SUBSCRIBE Here:
https://www.youtube.com/c/SETITMEDIA
Connect with Us.
website: https://setit.org/
Email: [email protected]
Facebook Page: https://www.facebook.com/SetitMedia/
Twitter: https://twitter.com/SetitMedia
Instagram: https://www.instagram.com/setitmedia/
No reproduction and transmission of all and part of Setit media products in all forms without written permission of Setit Media, copyright holder.
©2021 Setit Media – All Rights Reserved