ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከይዲ ኲናት ምዕባለ ኢትዮጵያ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ኣንፈቱን፡ ተራ መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ኲናትን፡ ሱዳን ኣትያቶ ዘላ ዕልዋ መንግስትን ህዝባዊ ኣብያን፡ ኣበርክቶ ትካላትን።
ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ኤርትራውያን ዝተራእዩ ነገራት፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲስን፡ ኦስሎ ነርወይን ዘጋጠመ ፍጻመታትን ካልእን ዝትሕዝትኡ ዳህሳስ ሰሙናዊ ፍጻሜታት ኣብዚ ጥብቆ ብምጥዋቅ ክትከታተሉ ትኽእሉ።
For More Videos Please SUBSCRIBE Here:
https://www.youtube.com/c/SETITMEDIA
Connect with Us.
website: https://setit.org/
Email: [email protected]
Facebook Page: https://www.facebook.com/SetitMedia/
Twitter: https://twitter.com/SetitMedia
Instagram: https://www.instagram.com/setitmedia/
No reproduction and transmission of all and part of Setit media products in all forms without written permission of Setit Media, copyright holder.
ሰቲት ሚድያ ብግዱሳት ኤርትራዊያን ዝተመስረተት ናጻ ዘይመኽሰባዊት ትካል መራኸቢ ብዙሓን’ዩ። ሰቲት ካብ ማሃሪ ሓበሬታ ምስናቕ፡ ክብርታትን ባህላታትን ምዕቃብን፡ ብዙሕነት ናይ ኣተሓሳስባን ምጽውዋርን ንምዕባይ ኣብ ዝብል መትከላት ዝተመስረተት ናይ ሚድያ ትካል ኢያ። ሰቲት ብተፍርዮም ትሕዝቶ ሚድያ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ፡ ናጽነት፡ መሰል ዜጋን ዲሞክራስን ክረጋገጽ ትጉስጉስ። ቐንዲ ዕላማን ዕማምን ሰቲት ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ፡ ኣብ ውሽጢ ንዘሎ ድማ ብፍላይ፥ እዋናዊ፥ ኣብ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ባህላዊን ዘተኮረ ሃገራውን ዞባውን ምዕባሌታት ምድህሳስን፡ ታሪኽ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ምንጽብራቅን ኢዩ። ብመንጽር ‘ዚ ናይ ስራሕ ዕላማን ተበግሶን፡ ሰቲት መራኽቢ ብዙሓን ኣብ ሕብረተሰብናን ሃገርናን ኤርትራ፡ ርትዓዊን እወታውን ማሕበረ-ፖለቲካዊ ሎውጢ ክጎናጸፍ ትቓለስ።
©2021 Setit Media – All Rights Reserved