መቐጸልታ ናይ’ቲ ምስ ዶክተር ኢብራሂም ስራጅ ናይ ዝገበርክዎ ቃለ መሕትት እነሆ ስንበት ናባኹም ናብ ተኸታተልቲ ERIVISION ከብሎ እየ። እዚ ማዕከን ውልቀ ሰባት ይኹኑ ጉጁለታት ሓሳባቶም ብዘይ ገደብ ብናጻ ንኽገልጹ ዕዲል ዝፈጥርን፡ ኣብ ምሉእ ሓርነት ደቂ ሰባት ዝኣምንን እዩ። በዚ ምኽንያት ድማ፡ ብርትዕን መርትዕን ዝተፈላለዩ ሓሳባት ብምስትእንጋድ ናይ ምግላጽ ሓርነት ኣብ ምውሓስ ተራና በርኽ ክኸውን ንጽዕት። ሳቭስክታይብ ብምግባር ይኹን ርእይቶታትኩም ብምልኣኽ ኣብ ምሕያል ኣድማስ ሜድያ ቀጥታዊ ተሳትፎ ክህልወኩም በዚ ኣጋጣሚ ይዕዲም።