ኤርትራ 166 ገፈፍቲ ዓሳ የመን ትፈትሕ
ኤርትራ ካብቶም ኣሲራቶም ዝጸነሐት 267 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ነቶም 166 ከምዝፈተሐቶም ተሓቢሩ። እቲ ምፍታሕ የመናውያን ኡሱራት ኣብ ክልተ ጉጁለ ተኻፊሉ ዝተካየደ ኮይኑ፤ እቲ ቀዳማይ ጉጁለ 115...
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንሓደጋ ላሕዂ ነዳዲ ዝተቃለዐት መርከብ ትምርመር
ውድብ ሕብራት ሃገራት፤ ነታ አብ ወደብ ሑደይዳ የመን፡ ንዓመታት ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይና ዝጸነሐት መርከብ ነዳዲ ናይ ምምርማር ስራሕ ክጅመር ኢዩ። ነዛ መርከብ ዝምርምር...
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ሓገዝ ተምሪ ን መንግስቲ ኤርትራ አበርኪቱ
ብመሰረት ጋዜጣ ሳዑዲ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ King Salman Humanitarian Aid and Relief Center (KSrelief) ዝበርከቶ ሓገዝ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ብመንገዲ ኣብ አስመራ...
We already know that Mr. Regional Interim president
“In terms of the handover of Weapons people who watch the television might feel some discomfort. But I can assure you that what they...
ኤርትራውነት ንምስዓር፡ ንኤርትራውያን ምጽላም
ትካል ኤርሳት፡ ኣብዘን ዝሓለፋ 3 ዓመታት ካብ ውሽጢ ሃገር ዝመጸና ዜና እንዳ በሉ ዘቅርብዎ ዝተፈብረኹ ዜናን ባዕላዊ ትንታነን ማእለያ የብሎምን። እቲ ብዕምቆትን ብቐረባን ሜዲያትታ...
ናጽነት ንሕና ንጠልቦን ነስተማቕሮን ድኣ እምበር ኤርትራ ትሓቶ ሕቶ ኣይኮነን !!!!
እዚ ዕለት እዚ ኣብ ሃገርና ሓደ መቀይሮ እተራእየሉ ዕለት ኢዩ ። እቲ ንብዙሕ ዓመታት ብሓያላን ተጓዕጺጹ ሕቶታቱን ድሌታቱን ሰማዒ ስኢኑ ዋንነቱ ተሓሪምዎ መፍቶ ዘዝጠንከረ...
ፕ.ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ቻይና የምርሕ
ብመሰረት CGTN ብ 12 ግንቦት ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ መራሒ መንግስቲ ኤርትራ፡ ፕ.ቻይና ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ብሰንበት 14 ግንቦት ናብ ቻይና ከምርሕ ኢዩ። ፕ. ኢሳይያስ ናብ...
ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ምስ ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ክመያየጥ ኢዩ
ብምሰረት ክፍሊ ወጻኢ ጉዳይ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ኣብ ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን፡ ብዛዕባ...
Tigray Needs a Cultural Revolution.
"I was ambassador to Ethiopia when the war with Eritrea started in 1998. One of the things I learned in Addis Ababa is that...
SEA Recognizes Eritrean Journalist Haregu Keleta for Outstanding Work in Journalism
Setit Media is proud to announce the third annual Setit Excellence Award, a program designed to recognize Eritrean individuals who have shown exceptional talent...