ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023

NEWS:- ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ዙር ኣድርያቲኮ ኣንበሳ ዓቀብ ኮይኑ

ንሓሙሽተ ዙራት ክሰላሰል ዝጸንሐ ዙር ኣድርያቲኮ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመሉ፡ ብድምር ግዜ ናትናኤል ተስፋጽዮን ን ፍሊፖ ዛና ብምስዓብ ካልኣይ ደረጃ ክሕዝ ከሎ፡ ብድምር ነጥቢ ኣንበሳ ዓቀብ ብሙዃን ንጠብጣብ ጻዕዳን ቀይሕን ማልያ ኣብ ዝባኑ ሰቂልዋ።

ኣብዚ ውድድር ብሉጽ ብቅዓት ዘርኣየ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ካልኣይ መድረኽ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ደሚቁ።

ክልተ ግዜ ንዙር ርዋንዳ ዝተዓወተሉ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ኣብ ጂሮዲ ኢታሊ 2022 ብሉጽ ውጽኢት ምምዝጋቡ ይፍለጥ።

Related Articles

Stay Connected

7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

From The Author

HOME:- ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ጀሚራ

0
ድሕሪ እቲ መንግስቲ ሱዳን ብናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ 7 ወተሃደራት ሱዳን ኣጋጢሙ ዝተባህለ ኣሰቃቂ ኣቀታትላን ምዝርጋሕ ስእልታቶም ኣብ ማሕበራዊ ሜድያን፡ ሱዳን ሕነ እቲ...

HOME:- በዓልቲ ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ጽገወይኒ መኮነን ዓሪፋ

0
በዓልቲ ቤት እቲ ካብ 2004 ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ቐሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ወይዘሮ ጽገወይኒ መኮነን ከምዝዓረፈት ካብ ብዙሓት ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታ ይፍለጥ። ኣብ 2004...

HOME:- ናትናኤል ተስፋጽዮን ካልኣይ ብምውጻእ ኣደናቂ ዓወት ኣመዝጊቡ

0
ሎሚ ኣብ ኣብ ጣልያን ዝተኻየደ ብጂሮደልኣፐኒኖ (Girodellapennino) ኣብ ዝፍለጥ ውድድር፡ ምስ ሾመንት ተቀዳደምቲ ብምህዳም ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ኣደናቂ ዓወት ኣመዝጊቡ። ኣብዚ 191...

Latest Articles