ቀዳም 3 ሰነ 2023 | 1:45 ድ.ቀ

HOME:- ቢንያም ግርማይ ኣብ ሻሙናይ መድረኽ ጂሮዲ ኢታሊ ሓሙሻይ ደረጃ ብምሓዝ 26 ነጥቢ ሓፊሱ

ሎሚ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል ሻሙናይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ 2022፡ ቢንያም ግርማይ ምስ 20 ተቐዳደምቲ ሒዛ ሃዲማ ዝወዓለት ጉጅለ፡ ኣብ መወዳእታ ኪሎሜተራት ብምፍንታታት ሓሙሻይ ደረጃ ብምሓዝ ኣብቲ መዓልቲ ተሓዚኡ ንዝነበረ ናይ መዓልቲ ነጥቢ 26 ብምሕፋስ ዓወቱ ዓቂቡ ይርከብ።

እዚ ንመበል ሓሙሻይ ግዚኡ ምስ ሓሙሽተ ብሉጻት ዝኣቱ ዘሎ ውልዶ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ፡ ኣብዚ ውድድር ዘርእዮ ዘሎ ብቅዓት፡ ኣቃልቦ ስሒቡ ይርከብ።

ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ውድድር ጂሮዲ ኢታሊ 2022፡ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ድሙው ዓወት ምምዝጋቡ ይዝከር።

መውሃቢ ርእይቶ

ርእይቶ ኣብዚ
ስምኩም ኣብዚ

seven − 5 =