Monday, March 4, 2024

ቢንያም ግርማይን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም

ሓሙሻይ መድረኽ ቅድድም ብሽክለታ ጂሮዲ ኢታሊ ሎሚ 11 ግንቦት ኣብ ዝተሰላሰለሉ፡ ቢንያም ግርማይ መበል ሓሙሻይ ደረጃ፡ ከምኡ’ውን ናትናኤል ተስፋጽዮን ሻሙናይ ደረጃ ብምውጻእ፡ ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቦም።

ሓያል ምድፍፋን ህልኽን ዝተራእዮ ቅጽበታዊ ውድድር ሓሙሻይ መድረኽ፡ ቢኒያም ግርማይ ናይ ምውዳቅ ሓደጋ ከየጋጥሞ ኣዝዩ ዘስግእ ምንባሩ ክርአ ክኢሉ ይርከብ።

ቢንያም ግርማይ ብድምር ነጥቢ ንሆላንዳዊ ቫንደር ቫን ፕል ብምስዓብ ኣስታት 75 ነጥቢ ንምእካብ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዑ ይርከብ።

ኣብ ቀዳማይ መድረኽ ውድድር ጂሮዲ ኢታሊ፡ ቢንያም ግርማይ ተኣምራታዊ ብቅዓይ ንምርኣይ ካልኣይ ደረጃ ምሓዙ ይዝከር።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

14 + fourteen =

Stay Connected

7,413FansLike
635FollowersFollow
19,200SubscribersSubscribe

Latest Articles