ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023
spot_img

HOME:- ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ሎሚ’ውን ደሚቆም ብምውዓል ሓንቲ ወርቅን፡ 2 ብሩርን ሓፊሶም 

ንመበል ራብዓይ መዓልቱ ውድድሩ ዘሰላስል ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሎሚ ብናይ ጁኒየር ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ናይ ውልቂ ውድድር፡ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዩኤል ሃብትኣብን ቀዳማይ ብምውጻእ ወርቂ ክሓፍስ ከሎ፡ ኣኽሊሉ ኣረፋይነን ሮማና ጉዑሽ ድማ ካብ ደቂ ኣንስትዮን ካልእይ ደረጃ ብምሓዝ ብሩር መዳልያ ኣንጠልጢሎም። 

ብጠቅላላ ድምር መዳልያታት 14 መዳልያታት ኤርትራ ክትሓፍሶ ከላ ካብዚኤን 6 ወርቂ፡ 6 ብሩርን 2 ድማ ንሓስን ሓፊሳ ትርከብ። 

ኣብዚ ዝሓለፈ 10 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኤርትራውያን ተቐዳደምትን ንውድድራት ቻምፕዮን ኣፍሪቃ፡ ናይ ሃገራት ኣፍሪቃ ዙራትን ብምዕብላል ክዕወትሉ ምጽንሖም ይዝከር።

Related Articles

Stay Connected

7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

From The Author

HOME:- ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ጀሚራ

0
ድሕሪ እቲ መንግስቲ ሱዳን ብናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ 7 ወተሃደራት ሱዳን ኣጋጢሙ ዝተባህለ ኣሰቃቂ ኣቀታትላን ምዝርጋሕ ስእልታቶም ኣብ ማሕበራዊ ሜድያን፡ ሱዳን ሕነ እቲ...

NEWS:- ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ዙር ኣድርያቲኮ ኣንበሳ ዓቀብ ኮይኑ

0
ንሓሙሽተ ዙራት ክሰላሰል ዝጸንሐ ዙር ኣድርያቲኮ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመሉ፡ ብድምር ግዜ ናትናኤል ተስፋጽዮን ን ፍሊፖ ዛና ብምስዓብ ካልኣይ ደረጃ ክሕዝ ከሎ፡ ብድምር ነጥቢ ኣንበሳ...

HOME:- በዓልቲ ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ጽገወይኒ መኮነን ዓሪፋ

0
በዓልቲ ቤት እቲ ካብ 2004 ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ቐሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ወይዘሮ ጽገወይኒ መኮነን ከምዝዓረፈት ካብ ብዙሓት ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታ ይፍለጥ። ኣብ 2004...

Latest Articles