Tuesday, February 20, 2024

ብንያም ግርማይ ቀዳማይ ብምውጻእ ብሉጽ ዓወት ኣመዝጊቡ 

received 333205445156839ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተሰላሰለ  “ብግራንድ ባሳንኮን ድቡስ” ዝፍለጥ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ፡ ምስ ቤልጁማዊት ክለብ ኢንተርማርች ዎርት ጎበርት ኮይኑ ጸወትኡ ዘካይድ ዘሎ ብንያም ግርማይ ቀዳማይ ደረጃ ብምውጻእ ዓቢ ዓወት ኣመዝጊቡ። 

እዚ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ቢንያም ግርማይ ንስሙያትን ሓያላትን ተጻወቲ ኣብ ቅጽበታዊ ውድድር ብምስዓር እዩ ክዓትሮ ክኢሉ።

እታ ክለብ ኣብ ትዊተር ኣብ ዘስፈረቶ ጽሑፍ፡ ብንያም ንዘመዝገቦ ዓወት፡ ነታ ክለብ ኣብ ቀዳማይ  ደረጃ ንዝጸንሓ ቦታ ኣውሒስዎ ምህላዉ ሓቢራ። 

ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ምስ ዓበይቲ ክለባት ኮይኖም ውድድሮም ዘካይዱ ዘለዉ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ኣንጸባርቂ ዓወት የመዝግቡ ምህላዎም ይፍለጥ።

 

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

one × five =

Stay Connected

7,418FansLike
635FollowersFollow
18,800SubscribersSubscribe

Latest Articles