ሰንበት 4 ሰነ 2023 | 7:52 ድ.ቀ

HOME:- ጽውጽዋይ ምስሓብ ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ግንከኣ፡ እቲ ዶብ ኣበይ ኢዩ?

ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢዪ ኣሕመድ፡ ብ23 መጋቢት 2021 ኣብ ኣኼባ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረበሉ ሕቶታት ካብዝሃቦ መልሲታት ተሳትፎ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኲናትሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ብወግዒ ኣሚኑይኹን’ምበርሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ግዜክወስድ ምዃኑ’ውን ኣሚቱሰለስተ መዓልታት ድሕሪኡእቲ ቀዳማይ ሚኒስተርመንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብኢትዮጵያ ክስሕብ ተሰማሚዑሓይሊታት ምክልኻልኢትዮጵያ ድማ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዘሎ ዶብብቕጽበት ክሕልዎን ክቆጻጸሮን ኢዩ ዝብል መግለጺኣውጺኡ እዚ ብሳላ ሓያል ጸቕጢ ኣውሮጳዊ ሕብረትንምምሕዳር ባይደን ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣሉታዝተረጋገጸ ተሳትፎ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ኲናት ሓድሕድኢትዮጵያ’ዩእቲ መግለጺ ብዙሓት ኣገደስቲ ሕቶታትዘልዕልሓደ ካብኡ ጠንቂ ግጭት ኢትዮጵያ-ኤርትራንዝዀነንንምዝዛሙ ወይ ምቕጻሉ ዝውስንን ኢዩ

ዳግመ-ውደባን ምቅይያርን ከም ምስሓብ

ንሕቶታት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ መልሲ ክህብከሎኣቢዪ ኣሕመድሰራዊት ኤርትራ ዶብ ኢትዮጵያ ዝሰገረመልሰ-ግብሪ ንናይ ህወሓት ምትዂቷኽብሰንኪሃንደበታዊ ምድኻም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንኤርትራ ጸጥታዊውሕስነት ክህብ ዘይምኽኣሉን ኢሉ ኣመኽንዩሉኢትዮጵያ ዓቕሚ ሰራዊታ ናብ ናይ ቅድመ-ኲናት ዝነበረደረጅኡ ዳግም ምስ ሃነጸ ከኣ ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብኢትዮጵያ ከብቅዕ ምዃኑ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲኣረጋጊጹሎምእዚ ከኣኢትዮጵያከመይ ጌራ ኣብ ውሽጢሰለስተ መዓልታት ንሰራዊታ ቅድሚ ምጅማር ኲናት ናብዝነበሮ ደረጃ ብቕዓት ኣደይባ ዶባታ ትሕሉንኤርትራ ዘድልያጸጥታዊ ውሕስነት ትህብንምስሓብ ሰራዊት ኤርትራይትግበርንዝብል ተወሳኺ ሕቶታት የስዕብኢትዮጵያ ነቲብዘይ ሓገዙ እስከ ክትስዕሮ ይትረፍ ምዕጋቱ’ውንዘይትኽእል .... ከሎሰራዊት ኤር ካብ ትግራይክስሕብ ጠለብ ከተቕርብ ኣብ ዘኽእላ ኲነት የላንኢሳያስ’ውን ፍጹም ጥፍኣት ህወሓት ዕላማ ሒዙ ከሎንከምዚ ዝኣመሰለ ጠለብ ኣይቅበልን’ዩ

መግለጺ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢዪ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊትኤርትራ ካብ ትግራይካብ ናይ ህዝባዊ ዝምድናታት ተዋስኦዝሓልፍ ኣይኰነንምንቅስቓሳት ሰራዊት ኣብ ባይታ ከምዝሕብሮስርዓት ኢሳያስብምትሕብባር መንግስቲኢትዮጵያዳግም ይውድብ የደልድልን’ዩ ዘሎንህወሓትብቀንዱ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ናይ ምጥፋእ ምዕናውንፖሊሲ ዘመተ እናቐጸለነቲ እስሕብ ኣሎኹ ዝብሎ ሓቂከምስል ንሰራዊቱ ብቐጻሊ ኣብ ምቅይያር ቦታታት ይርከብኣሎቅድሚ መግለጺ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተርሽዱሽተብርጌዳት ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ መሊሱእዘን ብርጌዳትኣካላት ዝበዝሐ ውግኣት ናይ ዝተሳተፋን ዝዓበየ ክሳራታትዘጋጠመንን ሰለስተ ኣጋር ክፍላተ ሰራዊት’የን ምኽንያትናብ ኤርትራ ምምላሰን ድማ ካብ ትግራይ ንምስሓበንዘይኰነስ ንምዕራፈንን ዝጎደለ ዓቕሚ ሰበን ምምላእዝዓለመን ጥራይ ኢዩ

እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር መግለጺ ካብ ዝገብር ንድሓር ኣብውሽጢ ትግራይከምኡ’ውን ኣብ መንጎ ትግራይን ኤርትራንሰፋሕቲ ናይ ሰራዊት ምንቅስቓሳት ከም ዘለዉ እሙናትምንጭታት ይሕብሩ ስለዚ ድማኣብ መወዳእታ ወርሒመጋቢት 2021፡ ሓደ ብሚሊሻ ዝቖመ ክፍለ ሰራዊት ናብማእከላይ ኤርትራ ተመሊሱሓደ ናይ ክፍለ ሰራዊት 23 ኣሃዱ’ውን ናብ ኤርትራ ምምላሱ ዝገልጽ ሓበሬታ’ሎቅልጡፍ ናይ ኩነታት ምቅይያር ቦታታት ወተሃደራዊኣሃዱታት ብልክዕን ኣብ ግዜኡን ንምግላጽ ኣየኽእልን ዘሎይኹን’ምበርገለ ኣሃዱታት ናብ ኤርትራ ተመሊሰንገለ ድማናብ ዶብ ገጸን ቀይረንን ይዂና’ምበርእቲ ሓቂስ መንግስቲኤርትራ ኣብ ትግራይ ንዝርከብ ሰራዊቱ ኣደልዲሉዎ’ምበርኣየውሓዶን ዝብሉ ዝእመኑ ምንጪታት ሓበሬታታት ኣለዉእዞም ምንጪታት ከባቢክሳብ መወዳእታ መጋቢት/መጀመርታ ያዝ ዝተረፈክፋል ህወሓት ንምድምሳስኢሳያስ ኣፈወርቂ ክሳብ 40 ሚእታዊ ካብ ሰራዊቱ ኣብትግራይ ኣስፊሩ ምህላዉ ይሕብሩ

ብዚ እዋንኣብ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ወተሃደራዊግጥማት እናሓየለ ይመጽእ ኣሎወሰኽ ሰራዊት ኤርትራከፊላዊ ምኽንያት ክኸውን ከሎእቲ ካልእ ምኽንያት ከኣሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ምንቅስቓስ ከሎብህ.... ብዝግበረሉ ድብያታትን ኣብ ሓደስቲ ቦታታቱ ብዝውሰድ መጥቃዕቲታትን’ዩኣብ መወዳእታ መጋቢት2021፡ ንኣብነት ክልተ ናይ ክፍለ ሰራዊት 16 ተንቀሳቐስቲብሪጌዳት ካብቲ ንጡፍ ውግኣት ዘለዎ መታሕት ትግራይ ናብቢያራን ባድመን በጺሖምእዘን ክልተ ዓዲታት ኣብ መንጎክልቲኡ ሃገራት ካብ ዘሰሓሕባ ዝነበራየንክልል ትግራይንኤርትራ ከተረክበን ስለ ዘይደለየት ግን ክሳብ እዚ ዘሎኲናት ዝጅምር ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ጸኒሐንዋላ’ውን እቲዝተረፈ ሰራዊት ኤርትራብተመሳሳሊኣብ መንጎ ክልቲአንሃገራት ኣብ ዘሎ ዶብ ክሰፍር እንተ ደለየልክዕ ሕንጻጽንሕጋዊነትን ዶብ ገና ኣይተፈትሐን ዘሎ

ዘይተፈትሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን

ድሕሪ ናይ 1998-2000 ዶባዊ ኲናት ኣብ መንጎ ኤርትራንኢትዮጵያንኣህጉራዊ ኮሚሽን ዶብ ኣብ መንጎ ክልቲአንሃገራት ዝነበረ ዶብ ክሕንጸጽ ውሳነ ኣሕሊፉ....ዝመርሖ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብመጀመርታ ነቲ ውሳነነጺጉዎቀጺሉ ድማ ኣብ ኣተገባብርኡ ዘተ ኪግበር ጠሊቡኢሳያስ ድማ ኩሉ ናይ ዘተ ፈተነታት ነጺጉኣብ ክንድኡብመሰረት ዝሓለፈ ውሳነ ኣህጉራዊ ኮሚሽንእቲ ዶብ ኣብባይታ ክሕንጸጽ ብትሪ ጸቒጡናይ’ቲ ዝሰዓበ ዓሰርተሽዱሽተ ናይ ኣይ ሰላም ኣይ ኲናት ዓመታት ዝኸበደ ጾር ከኣኤርትራ ተሰኪማቶ

ኣቢዪ ኣሕመድ ብ2018 ኣብ ስልጣን ምምጽኡንንውሳነኣህጉራዊ ኮሚሽን ብዘይ ቅድመኲነት ምቕባሉን ንኢሳያስኣፈወርቂሕነኡ ናይ ምፍዳይ ምቹእ ባይታ ፈጢሩሉነቲጸኒዑ ኣብ ዘመነ ስልጣን .... ዝጸቕጠሉ ዝነበረ ዶብኣብ ባይታ ናይ ምሕንጻጽ ጠለቡ ክንዲ ዝቕጽሎንዕኡ ንጎኒኣቐሚጡን ንጎረቤቱ ክልል ትግራይ ጎስዩንምስ ኣቢዪኣሕመድ ናይ ሓባር ውዲት ኣለሙ ናብ ናይ ሓድሕድ ርእሰከተማ ምዱብ ዑደታት ብምግባርምጥፋእ ....ቀዳማይ ናይ ሓባር ጉዳዮም ጌረሞ ወሲደሞ ብፍላይ ናይኤርትራ ፕረዚደንትኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ጥራይተወሲኑ ዝነበረ ጸላኢየይ ዝብሎ ... ውልቃዊ ሕነመታን ክፈዲ ንጥቕሚ ሃገሩ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ሰሪዑዎ

ዋላ’ውን ምድምሳስ .... ነዞም ክልተ መራሕቲ ናይሞትን ህይወትን ጉዳይ እንተ ነብርጥቕሚ ኲናት ኣብምልክት ዝኣቱዩዋላ’ኳ ዘይተፈጸመ እንተ ኰነ ወያነተደምሲሱ ኢልና እንተ ደምዲምና ሎሚ ኣብ ዝሓሸ ኩነታትዲና ዘሎና? ካብዚ ኩሉ ህልቂትን ናይ ወለዶታት መቕዘፍትንውሑድ ክፍሊት ገለ ኣገባብ ማእከላይ ስምምዕ ወይ እንካ ተገይሩ እንተ ዝነብር ክሳብ ክንደይ ጠቓሚ ምዀነ? እዚሕቶታት’ዚ ነቲ ኣብ ካየድ ዘሎ ኲናት