ሰንበት 4 ሰነ 2023 | 6:42 ድ.ቀ

HOME:- ዋና ኣሳናዳኢ ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ነበር ሚልኪያስ  ምሕረትኣብ ዓሪፉ 

መስራትን ዋና ኣሰናዳእን ጋዜጣ ብሕቲ ቀስተ-ደበና ነበር ሚሊክያስ ምሕረትኣብ፡ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ኣሜርካ ዓሪፉ። 

ሚልክያስ ሓደ ካብተን ኣብ 2001 ድምጸን ተዓፊኑ፡ መስረተንን፡ ኣባላተንን ናብ ማእሰርትን ጭውያን ግዳያት ዝኾኑ ጋዜጣታት ብሕቲ ምንባሩን፡ ድሕሪ ዝተፈጠረ ምእስራን ምጭዋይን ጋዜጠኛታት፡ ናብ ስደት ኣምሪሑ፡ ኣብ ኣሜርካ ክነበር ከምዝጸንሐ ይፍለጥ። 

ቀስተ-ደበና ሓንቲ ካብተን ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ጋዜጣታት ብሕቲ ኮይና፡ ኣብ መስከረም 2001 ካብ ዝተዓጽዋ ጋዜጣታት እያ።

መውሃቢ ርእይቶ

ርእይቶ ኣብዚ
ስምኩም ኣብዚ

11 − six =