ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023

HOME:- መግለጺ | Press Release | البيان

We, the undersigned Eritrean citizens, express our grief over the Ethiopian civil war that started on Nov. 4th and condemn in the strongest possible terms the wanton killings, displacement, famine and distress that the Ethiopian Federal Government and its partners have since inflicted upon the civilian population of Tigray.
The Eritrean military is actively involved in the war on orders of President Isaias Afwerki and his close circle. We have a duty as citizens and as human beings to take a firm stand against the role of the Eritrean military in subjecting the people of Tigray and Eritrean refugees in Tigray to conditions that led to killings, pillaging, sexual violence, destruction of heritage sites and displacement. Because Eritreans inside the country are unable to openly voice their concerns, we, on our own behalf and on behalf of our people who are muffled and silenced:……

[divider style=”solid” top=”20″ bottom=”20″]

ኣስማትና ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ኣብቲ ብ4 ሕዳር 2020 ዝጀመረ ኲናት ሕድሕድ ኢትዮጵያ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ትግራይ ዘውርድዎ ንዘለዉ ፍኑው ቅትለት፡ ምክልባት፡ ስደት፡ ዓጸቦን ስነ-ኣእምራዊ በሰላን ኣትሪርና ንዅንን፣ የኸትሎ ብዘሎ ኣዕናዊ ሳዕቤናት ከኣ ኣዚና ንጕሂን።
ብትእዛዝ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን መሻርኽቱን ጥራይ፡ ኣብዚ ኲናት ሕድሕድ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣትዩ ኣሎ። ኣንጻር’ቲ ብኤርትራውያን ወተደሃደራት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራውያን ስደተኛታትን ንቕትለት፡ ራስያ፡ ጾታዊ ዓመጽ፡ ምብራስ ቅርስታትን ምጕስቛልን ዝዕድም ኵነት ንጹር መርገጺ ንኽንወስድ መሰረታዊ ሰብኣዊን ዜጋዊን ሓላፍነት ኣሎና። ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ድምጹ ከስምዓሉ ኣብ ዘይክእል ኵነት ብምህላዉ፡ ንነብሲናን ተዓቢሱ ንዘሎ ህዝቢናን ወኪልና፤……

[pdf id=3342]

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

3 + 19 =

Stay Connected

7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

From The Author

ኩነታትና 

0
ዓቅሊ ጽበት ውሽጥና፡ ንብሃረርታ ዝብህጎ ጽቡቅ ነገር ክሕዝ ጥራይ ዝመጣጠር ኣእዳው ድኣ እምበር፡ ነቲ ናብኡ ክበጽሕ ዝርገጽን፡ ዘይርገጽን ክርኢ ዝሕግዝ ብልሒ ክጥቀመሉ ኣይረኣይን። ነዚ...

NEWS:- ጥምረት ደምጺ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን ኣብ ዋዕላ ሃገራት ጉጁለ 7 (G7)ን ኣፍሪቃን ተሳቲፉ

0
ኤርትራዊ በርገሳዊ ማሕበር ኣብ ጀርመን፡ “ምሕያል ደሞክራሲ ኣብ ሃገራት ጉጁለ 7ን ኣፍሪቃን” ኣብ ትሕቲ  ዝብል ቴማ ኣብ ሃገረ ጀርመን ኣብ ዝተሰላሰለ ዋዕላ ተሳቲፉ። ኣብ ሃገረ...

HOME:- ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ሰብ ከይኮኑ ይስጋእ

0
ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዑጡቓት ክልል...

Latest Articles