Wednesday, February 21, 2024

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ  “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ 2020” ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ  ብሽክለታ “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሓጽዮም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ስፖርት መደባ ገሊጻ። እታ ራድዮ ወሲኻ፡ ካብቶም ዓሰርተ ነቲ ሽልማት ዝተሓጽዩ፡ እቶም ኣርባዕተ ኤርትራውያን፡ ቢንያም ደበሳይ፡ ሄኖክ ሙሉእብርሃን፡ ያቆብ ደበሳይ፡ ናትናኤል ተስፋጼንን ምኻኖም ሓቢራ።

ኤርትራ ንቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ነዚ ዝሐለፈ ዓሰርተ ዓመት ካብ ዝበሓትኦ ሃገራት ክትከውን ከላ፡ ቅድሚ ሒጂ ነዚ ሽልማት በቂዖም ዝነበሩ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዳኒኤል ተኽልሃይማኖት፡ መኽሰብ ደበሳይ፡ ናትናኤል ብርሃነ፡ ተስፍኦም ዑቅባማርያም ምኻኖም ይፍለጥ።FB IMG 1606248832904

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

16 − five =

Stay Connected

7,416FansLike
635FollowersFollow
18,800SubscribersSubscribe

Latest Articles