ሰሉስ 6 ሰነ 2023 | 6:05 ድ.ቀ

HOME:- ሓላፊ ጸጥታ ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ስራሕ ተባሪሩ

ሓላፊ ጸጥታ ናይ ሕብረት ኣፍሪቃ፥ ዝኾነ ገብረእዝጋብሔር መብራህቱ ካብ ሰርሑ ብኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ተባሪሩ። ብመሰረት ረይቶርስ (Reuter) ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ዝረኸቦ ሓበሬታ ፡ ሚኒስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ናብ’ቲ ሕበረት ብዕለት 10 ሕዳር ኣብ ዝጻሓፎ ደብዳበ: ኣቶ ገብረእዝጋብሔር ንሕብረት ኣፍሪቃ ይኹን ንሃገሩ ኢትዮጲያ ተኣማኒ ኮይኑ ኣይገልግልን እዩ ዘሎ ብዝብል ምኽንያት ሙዃኑ ይሕበር።

ርእሲ ከተማ ኢትጵያ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀዋሚ ቤት-ጽሕፈቱ ዘደኮነሉ ክትከውን እንከላ ኢትዮጵያ ድማ ኣብ ምዕቃብ ሰላም ሶማልያ ኣስታት 4400 ሰራዊታ ኣዋፊራ ትርከብ።

መውሃቢ ርእይቶ

ርእይቶ ኣብዚ
ስምኩም ኣብዚ

8 + one =