ቀዳም 3 ሰነ 2023 | 12:52 ቅ.ቀ

HOME:- ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ ኣስመራ ኣትዩ

 ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ: ክልተ ማዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምግባር ሎሚ ኣስመራ ኣትዩ። ኣብ ማዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብፕረሲደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍትን ኣቀባብላ ከምዝተገበሩሉ፥ ቀንዲ ምኽንያት ናይቲ  ምብጻሕ ዝተፈልጠ ከምዘይለን ድማ  ይሕበር። ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ  ብድምር ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት፥ ንሳልሳይ ግዚኡ ናብ አስመራ ይብጽሕ ከምዘሎ ይፍልጥ።

መውሃቢ ርእይቶ

ርእይቶ ኣብዚ
ስምኩም ኣብዚ

18 + 11 =