ቀዳም 30 መስከረም 2023 | 1:19 ቅ.ቀ

SPORT:- ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ

ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ ዓበይቲ ዓለማዊ ውድድራት ስሙን ስም ሃገሩን ከዐዝዝ ዓወት ጨቢጡ ምህላው ኢዩ ተንተንቲ ስፖርት ዝገልጹ።

ኣብቲ  ውድድር ሄኖክ ንብሪጣንያዊ ቬርነን ኤታን ስዒቡ ካልኣይ ኮይኑ ኢዩ ውድድሩ ዝዛመ።

መውሃቢ ርእይቶ

ርእይቶ ኣብዚ
ስምኩም ኣብዚ

nineteen + four =

ተዛማዲ ጽሑፍ

ጽሑፋት ኣሰናዳኢ

ዜናታት ሰቲት