ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023

NEWS:- መንግስቲ ኤርትራ ምርመራ ኮሮና ቅድሚ መገሻ ምምሕያሽ ምግባሩ ተፈሊጡ

ምስ ምምጻእ ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ገያሾ ካብን ናብን ኤርትራ ዝነብረ ናይ ኾሮና ምርመራ መምርሒታት ምምሕያሽ ከምዝገበረ፡ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ዝተረኽበ ሓበሬታ ይገልጽ።

በመሰረት ካብ ሓዳር 4 ናይ 2022 ተግባራዊ ዝኸውን ምምሕያሽ ናይ ኮሮና ምርመራ ን ገያሾ፡ ናይ ቅድሚ መገሻ መርመራ ዝግበረ ዝነበረ፡ ብመሰረት ገያሾ ዝበጽሑለን ሃገራት ዘለውን ምምርሒታት ከምዝኸውንን፡ ካብ ዝተፈላለይ ክፍለ ዓለማት ናብ ኤርትራ ዝገሹ ገያሾ ካኣ ናይ ቅድመ መገሻን ኾሮና ምርመራን ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ምስ በጽሑ ዝገበር ምርመራ ከምዝተርፈ እቲ ዝወጸ መምርሒ ይሕብር።
ኤርትራ፡ እታ እንኮ ሃገር ካብ ኣፍሪቃ፡ ዝኾነ ክታበት ናይ ኮሮና ዘይተኻየዳላን መንግስቲ ኤርትራ’ውን ን መከላኸሊ ነቲ ለበዳ ዝኸውን ናውቲ ሓገዝን ክታበትን ካብ ዝተፈላለያ ገበርቲ ሰናይ ትካልት ከምዝነጽገ ዝተረኽቡ ሓበሬታ ይገልጹ።

Related Articles

Stay Connected

7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

From The Author

HOME:- Extremism Threatens Eritrea’s Transition to Democracy, Rule of Law, and Unity

4
The proliferation of extremist ideologies within the Eritrean diaspora community is not only a cause for concern due to the potential escalation of ethnic...

NEWS:- ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ልዕሊ 400 ሰድተኛታት ድሒኖም

0
ካብ ዕለት 24-25 ወርሒ ነሓሰ፡  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብመርከብ ሂይወት ኣድሒን  Ocean Viking 438 ዝኾኑ ስደተኛታት ከምዝደሓኑ " ኣሽራቕ ኣል-ኣውሳጥ" ዝተባህለት ማዕከን ዜና ኣፍሊጣ።...

NEWS:- ኣብ ሽወደን ኣንጻር ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ፤ ልዕሊ 50 ከምዝተጉድኡን ብዙሓት ከም...

0
ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ብሓሙስ ዕለት 3 ንሓሰ ኣብ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝቖሰሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ከምዝተኣስሩን ሰበ-ስልጣን ፖሊስን ሰብ መዚ...

Latest Articles