ሓሙስ, ሕዳር 30, 2023

HOME:- ካብ ዜናታት ዓለም- NEWS 08/10/2020

ካብ ዜናታት ዓለም:

  • ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፣ 3 ዜጋታት እታ ሃገር ብኮሮና ተለኺፎም ድሕሪ ምጽናሕ ሓውዮም ከም ዝተፋነዎ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ሕሙማት ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ክንክን ክግበረሎም ከምዝጸንሐ እዩ ሓቢሩ።
    ኣብ ኤርትራ ጠቕላላ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ 285 ክኾኑ እንከለው: ካብዚኦም 248 ሓውዮም ዝተፋነዉ እዮም። 37 ድማ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሆስፒታላት ይእለዩ ከምዘለዎ ጸብጻባት ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር ይሕብር።

Getty Images

 

  • መንግስቲ ሊባኖስ ድሕሪ ዝተገበረሉ ሓያል ህዝባዊ ጸቕጢ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ። ከምዝፍለጥ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ከተማ በይሩት ሓያል ነትጒ ድሕሪ ምግጣሙ፣ ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ድማ ናይ ከቢድን ፎኪስን ሞቕሰልቲ ኮይኖም’ዮም። ብቀዳማይ ሚኒስተር ሓሰን ኣዲብ ዝምራሕ መንግስቲ ሊባኖስ ሎሚ ዕለት 10.08.2020 እዩ ካብ ልስጣኑ ወሪዱ።

New York Times

  • ክልል ትግራይ ካብ 6 ነሓሰ ዝጅምር ጎስጓስ ምርጫ ከካይድ ምዃኑ፣ ኮሚሽን ምርጫ እቲ ኽልል ሓቢሩ። ኣርባዕተ መዓልቲ ንምርጫ ክሳብ ዝተርፎ: ዝወዳደራ ፖሎቲካውያን ሰልፍታት ጎስጓስ ከካይዳ ክፍቀደለን ምዃኑ ድማ ብተወሳኺ ተፈሊጡ።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

18 − three =

Stay Connected

7,414FansLike
634FollowersFollow
17,500SubscribersSubscribe

From The Author

HOME:- Extremism Threatens Eritrea’s Transition to Democracy, Rule of Law, and Unity

4
The proliferation of extremist ideologies within the Eritrean diaspora community is not only a cause for concern due to the potential escalation of ethnic...

NEWS:- ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ልዕሊ 400 ሰድተኛታት ድሒኖም

0
ካብ ዕለት 24-25 ወርሒ ነሓሰ፡  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብመርከብ ሂይወት ኣድሒን  Ocean Viking 438 ዝኾኑ ስደተኛታት ከምዝደሓኑ " ኣሽራቕ ኣል-ኣውሳጥ" ዝተባህለት ማዕከን ዜና ኣፍሊጣ።...

NEWS:- ኣብ ሽወደን ኣንጻር ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ፤ ልዕሊ 50 ከምዝተጉድኡን ብዙሓት ከም...

0
ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ብሓሙስ ዕለት 3 ንሓሰ ኣብ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝቖሰሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ከምዝተኣስሩን ሰበ-ስልጣን ፖሊስን ሰብ መዚ...

Latest Articles